ብዛዕባ ኤቨን ኤዘር

ኤቨን ኤዘር ሕብረት ምስ ፒንግስት ኢምዮ ኢየሱስ ክርስቶስ ዘማእከለት ቤተ ክርስቲያን እያ። ሰባት ናብ ኣምላኽ ክቐርቡ ሕብረት ክረኽቡን ፣ ኣብ መንፈሳዊ ናብርኦም ክዓብዩሉ ዝኽእሉ ኣገልግሎታት ድማ ተቕርብ። ወትሩ ቀዳም ሰዓት 11:00 ኣገልግሎትና ንጅምረሉ ስዓት ኮይኑ ከምኡ ዉን ንትምህርቲ መጽሓፍ ቅዱስን ጾም ጾሎትን ኣብ ሶኑይ: ሶሉስን ሮቡዕን ንሓብር።

ብኣገልግሎት፣ ብጸሎት፣ ብዝማሬ፣ ብትምህርቲን ብሕብረትን ኣቢልና ፍቕሪ ኣምላኽን ወንጌል ኢየሱስ ክርስቶስን ንምህር።

ንኹሉ ሰብ፣ ዝኾነ ይኹን ድሕረ ባይታ፣ ናብ ሕብረት ኤቨን ኤዘር ንዕድም።

ኤቨን ኤዘር – ኣምላኽ ሓጋዚና እዩ።

Om Even Ezer

Even Ezer Church är en kristen församling i Umeå tillsammans med pingst Umeå. Vi samlas för gudstjänst, bön, bibelstudier och kristen gemenskap. Våra gudstjänster hålls på tigrinja och amhariska och är öppna för alla som vill delta. Vi har gudstjänst varje lördag kl. 11:00 samt bibelstudier och bön under veckan. Vår församling vill skapa en gemenskap där människor kan växa i sin tro och lära känna Jesus Kristus.

Du är mer än välkommen!